ታሪኽ ዐቦት ሂጋ ትግረ
ተኣሪክ ዐቦት ሂገ (ህግየ)ትግሬ
( ተርጀሞት እት ትግሬ ለአተላሌ ሀላ )
ቅዱም ጥባዐት/ሕትመት/1863-1913)
- እት ሰነት 1863: ላናይ መኣንበት እሙር ሽቅል እብ ሰበት ሂገ ትግሬ ለዐለ ዞዖታት/ቀላት፣ትነሸረ/ትወዘዐ/ትፋንጠረ እብ፣ )ዎርነር ሙዚንጀር እት ፍራንስ(ፋራንሳይ)።
- እት 1868: እብ እንግሊዚ- ክ-ብት ቃላት ትግሬ (ቃሙስ )እት ሎንዶን ተሐተመ/ትጠበዐ።ወ ሐቆሁ እት ሎንዶን ለትፋነተው ናይ ቀዋዕድ ኣክትበት እብ ትግሬ-ዓረቢ፣እንግሊዝ ወ ጀርመን ተሐተመ/ትጠበዐ።
- እት 1889:ለናይ መኣንበት ክታብ፣እብ ከጥ ግዕዝ ላትክተበ ክታብ፣ፊዴል ቀርእ ወ ወቅርኣን እብ ክልኦት ቀሽ፣ ቀሽ ዳዊት ኣማንኤል ወ ቀሽ ተወልዴ መድሕን ገብሬ መድሕን ትሐተመ(ትጠበዕ)
- ሐቆሁ እት ሰነት 1957 ክታብ ዓግዐዞት/ኣግአዞት ቀርእ ወ ቅርኣን እብ መምህር ሙሰ ኣሮን ትሐተመ(ትጠበዐ)።
- እት 1910-1913: ጀርመኒ ፕሮቬሴር ኢኖ ሊትማን , ምስል ኤረትሪ ነፋዕ ዑትማን/ዑስማን, ኣክትበት እብ ትግሬ፣እንግሊዚ፣ወ ጀርመኒ ናይ717 ሕላዬት ለከምክም ክታብ ጠብዐው/ሐትመው/ወዘዐው።
ሂገ ትግሬ ዲብ ተዐሊም (1871-1957)
- እት ሰነት 1871: ስዌጻውያን/ሽዌዳናውያን ናይ መኣንበት ቤት ምህሮ/መድረሰት እብ ሂገ ትግሬ ኣንበተው እት ዓይለት ባክ ማይ ውዑይ።ታብዕ ምስዮናውያን ውለድ ሽዌደን ዐለት።
- እት ሰነት 1877: ዓይለት ቤት ምህሮ ምስዮን ኣስክ እም ክሉ ገዐዘት ወ ቤት ምህሮ/መድረሰት ቦርዲን ትሰሜት/ትበሀለት።
- ወንጌል ወ ተዓሊም፣ ምስዮናውያን ኣክትበት ናይ ተዓሊም እብ ትግሬ፣ተርጀመት ለከምክም ወንጌል ማሪቆስ፣ዕሉም፣ጂኦግራፊ ወ ናይ ሕሳብ ኣክትበት ኣትደለው።
- እት ሰነት 1913:ክልኦት ክታብ ድግም ክልኤ ማንሳዕ፤ክታብ ቅዱስ፣ፍትሕ ማሓሪ፣ዓዶታት ወ ዓዶታት(ለመድ) ለከምክም ኣክትበት ተሐተመው(ትጠበዐው)።
- ምን ዝሕረት መምህረት ወ ሓይሳም ውለድ ዐድ እት ሐንቴ እደረት ቀሽ ካርል ጉስታቭ ሩዴን ወድ ሽዌደን ምስዮን ገለብ።
1,እት ወቅት ዐጻሬብ/መታክል ወ ግድለ(ንዳል) (1940 ናት-1991)
ምን 1913 ዐቦት ሂገ ትግሬ ወ ሐቆሁ ኣስክ ደንጎበ 1960 ናት፣ሰኒ ዐቤት ወ እብ ክተበት ወ ቅራአት ገጽ ለዐል ክብ ቤለት።
2,ወ እት ሰነት 1960 ናት እብ ሂገ ትግሬ ልጠለቅ ለዐለ ሬድዮ ሰኒ ማስያም ዲብ ዐቦትለ ትግሬ፣ዓባይ ተረት /ፍገሪት አርአ ትተልሀ ወ ሰኒ ኣድመዐ ኣስክ 1991።
ወእት ክሉ መደይን ወ በር ኤረትረ ክም ልትፈሀም ወ ልሰመዕ ገብአ። ወ እብ ክተበት ወ ቅርአት፣ ለተ ምን ደንጎበ 60ናት ሐወነ ወ እንዴ ልድዕፍ መጽአ።
3,ወ ምን ሰነት 1977-1979 ጀብሀት ተሐሪር ምን ሐዲስ ሂገ ትግሬ እግል አድረሶት/ተዐሊም) እብ ድግማን ኣትፋዛዐየ ወ ምን 40 ክታብ ወለዐል ለገብእ ኣክትበት ሐትመው(ጠበዐው) እብ ሂገ ትግሬ።
ሂገ ትግሬ እት ወቅት ግድለ (ንዳል) እግል ሕርዬት (1977-1980)
1,1977-1984: እብ ዐመት 79 ኣክትበት እግል ደረሰ፣መምህራን(መደርሲን) ወ እግ ል ተዓሊም ኣብጸሐት ላገብእ ኣክትበት እብ ጀብሀት ተሓሪር ተሐተመ(ትጠበዐ)።
2,እት ሰነት 1979: እዛዐት ክርን ርሒብ ገቢል ኤረትረ እብ ሂገ ትግሬ ፣እብ ጀብሀት ተሓሪር።ኣንበተት፣
3,እት ሰነት 1980: ጀብሀት ተሓሪር እዘዐት ሬድዮ ትግሬ ኣንበተት እት ሆሚብ መላኪን ኣዋክር ኢወደኒ።
ሂጋ ትግሬ እት ኣምር ክቱ ብ (1980ናት-1990ናት)
እት ሰነት 1980ናት፣ በሀለት እት ወቅት ግድለ እግል ሕርዬት "ብሂል/ፍናን ክምሰል "ሓጥር ፍዘ ዐዱ" ወ " ምን ኣርድነ ተወዝ ይእንብል" ወክ እንክር ኢእንብል "ቀፍ እት ኣርድነ" ለልብል ክቱብ ዐለ።
- እት ሰነት 1994: ዐሊ ዐቤ መሐመድ ኣትራየሞቶ ገባዮም ላልብል ናይ መኣንበት ክታብ ኖቤል እብ ትግሬ ሐትመ/ጠበዐ።
- እት ፍንጌ 1994-2007: እብ ቱሉሉይ ወራታት ኣምር ክቱብ ወ ክም ኖቬልስ ወ ምስሎሊባት(ኣሽዓር) ለከምክም ወራታት ትዳለ።ክምሰል ናይ ዐሊ ዐቤ ኑታብሊሊሺሩን ሸፍ ወ ክምሰል ናይ መሐመድ ዐሊኣብራሂም ቅሰት እመኒኒ እት ሰነት 2007።
ሐቆ ሕርዬት ምን 1991 ቀጽ ቀደም
- እት ሰነት 1995:እዛዐት ሬድዮ ባነ,ስታት ናይ ተዓሊም እብ ሂገ ትግሬ ኣንበተ።
- እት ሰነት 2000: ለናይ መኣንበት እዛዐት ቴሌቪጅን እብ ትግሬ ኣንበተት።
- እት ሰነት 2005: ክ-ብት ቀላት ህግየ ትግሬ እብ መምህር ሙሰ ኣሮን ትዳለ።
- እት ሰነት 2008: ህድግ እብ ሰበት ተቅዪም ኣምር ክቱብ ህግየ ትግሬ ተመ ወ እብ ላሔሰት ፍገሪት እግል ዐቦት ህግየ ትግሬ ከለሰ።
እብ ወወቅቱ ልትሐተም/ልጠበዕ ለዐለ ጀራይድ(1996-2008)
- እት ሰነት 1996: ወርሓዊትጀሪደት ገለድ ሕትመት ኣንበተት ላኪን ሐቆሁ ምን ክልኤ ሰነት ትትሐተም ገብአት ወእት ኣክር በጥረት።
- እት ሰነት 2006: ታክያት, ለትትበሀል መጀለት እግል ክልኦት ወሪሕተሐተመት/ጠበዐት ወ ለኪን ህተመ እሉ ለመሰል መተክል ሰደፈየ።
- እት ሰነት 2008: ጀሪደትሐደስ ኤረትርየ ኣንበተት ወ እብ ስሩዕ እት ክል ሳምን እብ ንዛም ተአተለሌ ሀሌት።
Diaspora Contributions
- ምን ሰነት 1988 ቀጽ ቀደም ኤረትሪን እት ስዌጽየ(ሽወደን)ለነብሮ መሐበር ሀረሰው ወ እብ ህግየ ትግሬ ደርስ ቅዌት ኣብደዮት አድረሰው ወ እዛዐት ሬድዮ እብ ህግየ ትግሬ ኣሰሰው ወ እግል ህግየ ትግሬ እተ ዐደ እት ኤረትርየ ዐቦት እግል ተርኤ ደገፍ ሀበው።
- ጃምዐት: ሂጋ ትግሬ ዲብ ጃምዓት ካርጅ ትደረሰት ዎ እት 2008 እት ኢጣልያ ወርሻት ትነዘማባ ከዐላ።
እት ደንጎበ ናይ (1990-2000)ለገብአ ጀርቤታት
- እት ሰነት 1995: ክታብ 'ድግም ክልኤ-መንስዕ' ዲብ ዓረቢ ትተርጀማ።
- እት ሰነት 2007: ኣድገማት ናይ ሸዐብ ትግሬ፣እብ
- ወዘረት ተዓሊም እት እንግሊሽ ትተርጀመ።
- ምን 2002 ኣስክ 2007: ለትፈናተው ታኣሪካይ ወራታት, ናይ ኣለምሰገድ ተስፋይ፣ኣይንፈላሌ ላከምክም እት ትግሬ ትተርጀመ።