አስክ ጸብጥ ተዐዴ

ፈልፈሰት

ምን ዊኪፒድያ

መደት ሕቴ ኦሮ እግል ልትካበር ዲብ መለህዩ ጌሳ ፡ ወላ መለህዩ እብ ከለፋ ይልአበልስ]]፡ መለሀይ አርድ ዛልም ቱ ? እት ልብል ሰእለዩ ፡ ኣቤ ዛልምቱ ፡ በልሳ ዲቡ ፡ለ መትስእላይ ዲብ ረአስካ ዘልማ እት ልብል ሰኣል ደግመዩ? ይፋሉ ዲብ አርድ ረአሼ አባዩ እንዴ ቤላ አክለፈዩ ልትበሀል። == ፈልሰፈት

መሐመድ ተሌ ለልትበሀል እናስ እብ ገበዩ እንዴ ገይስ ፡ ዎሮት ብዕድ እናስ ከበተዩ ። መሐመድ ተሌ እግለ እናስ አየ ትገይስ ቤለ ከሰአለዩ ፡ ለእናስ ህዬ ኣውለት እሳግም ቤለ ከበልሰ ዲቡ ። አዜማ መሐመድ ተሌ ሐ ብእከ ቤለዩ ፡ ኢኮን ለእናስ በለሰ ። ከተሐርስ ሰኣል ደግመዩ ፡ ኢፋልዬ ለእናስ በልሰ ። መሐመድ ተሌ ህዬ ፦ ከ ገርሀት ለኢሀርም ወ ወአት ለኢበርም እግልሚ ኣውለት ሳግም ቤለዩ ልትበሀል ።


ፍርድ ካራይ ዎ ሐራውያ

ሓተ መረት ካራይ ዎ ሐራውያ በኣሰው ዎ ካራይ እግል ሐራውያ እንታ ክፉእ እት ልብል ተዐየረዩ ዎ ሓረውያ እንታቱ ክፉእ ኣና እጋርማካ ቤሎ ዎ ክልኢቶም ፍርድ ራትዕ ኣድም ለኣምሮ ቤሎው ዎ ኣስክ ኣዳም ማጻው ዎ ኣዳም ሕና እግል ፍርድካ ንስማዕ ማጸኣም ሀለና ካ ምን ክልኢትና ኣዪ ምን እና ገርም እት ልብሎዎ ካ ክል ምኖም ናዩታ ቤላ,, ካራይ ኣዳም ፍጣን ካፍረድ ንዋይካ ከደን ለኣመሰ ቤሎ,, ዎ ሐራውያ ማ እብ እንክሩ ኣዳም ሕሰብ ካፍረድ ጋርሀትካ ዕፉን ዝርእት ሃለት ዎ ጀፈር ታ ቤሎዎ ሓቆ ሑድ ሓሳብ ኣዳም ፍርዱ ሃባ,,

ሐራውያ ኣቡካ ትመስል,, ዎ ካራይማ ኣቡካ ትመስል ክም ቤላ ክልኢቶም ፋርሓው ዎ ነፍስካ ኣፍጋርካ ቤሎዎ ዎ ገበዮም በትኮው ምኑ ::